Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

ፑሽኪን አብ ጎኒ ዓማጺ ስርዓት ሻዕብያ ጠጠው ዝበለ ዕሱብ እዩ።

Post by fana-solo » 20 Jul 2019, 17:50

እዞም ሕጂ ኣብዚ ጎኒ እዚ ዓማጺ ስርዓት ጠጠው ኢሎም ዘለዉ ብስነ ሓሳብ ኣሚኖምሉ ዘይኮኑስ እቲ ሽፍታ ዓዲ ሃሎን ገለ ጀነራላትን ደቂ ከባቢና/ዓድና እዯም ኢሎም ስለዝኣምኑ ስለ ዝኾነ ምስዚኦም ኣብ ሙጉት ምእታው ትርጉም የብሉን! ዋላ ትንፈር እምበር ጤል እያ ዮም ዝብሉኻ!

fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

Re: ፑሽኪን አብ ጎኒ ዓማጺ ስርዓት ሻዕብያ ጠጠው ዝበለ ዕሱብ እዩ።

Post by fana-solo » 21 Jul 2019, 14:56

ህግደፍ ምስ ኣብይ ኣሕመድ፣ ከምብዓል ፑሽኪን ዛምሰሉ ወይጦታት ወሲኹ፣ ሓንሳብን ንሓዋሩን አብ ቀረባ እዋን ክድምሰሱ እዮም።

እዛ ጌም ኦቨር እትብላ ናይዙ ዘልዛል ዘረቫሲ፣ ሓዳስ ጸዋት ዓባይ ትግራይ ወሊዳ!

fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

Re: ፑሽኪን አብ ጎኒ ዓማጺ ስርዓት ሻዕብያ ጠጠው ዝበለ ዕሱብ እዩ።

Post by fana-solo » 23 Jul 2019, 18:20

ፑሽኪን አብ ጎኒ ዓማጺ ስርዓት ሻዕብያ ጠጠው ዝበለ ዕሱብ እዩ።

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ፑሽኪን አብ ጎኒ ዓማጺ ስርዓት ሻዕብያ ጠጠው ዝበለ ዕሱብ እዩ።

Post by pushkin » 23 Jul 2019, 18:28

fana-solo wrote:
23 Jul 2019, 18:20
ፑሽኪን አብ ጎኒ ዓማጺ ስርዓት ሻዕብያ ጠጠው ዝበለ ዕሱብ እዩ።

Post Reply