Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
fana-solo
Member
Posts: 528
Joined: 11 Jun 2019, 01:43

ፈራዕ ፈራዕ መንነት ቅልዉላው አከለጉዛይ ተፈዲሑ። ደቂ አከለጉዛይን ናይ መንነት ቅልዉላውን

Post by fana-solo » 24 Jul 2019, 17:59

ፈራዕ ፈራዕ መንነት አከለጉዛይ ተፈርሽሑ። መንነት አከለጉዛይ እንተበዝሐ ዕድመ ኣስመራ እዩ፣ ካብ ክልተ 40* ኣይሓልፍን ዝኸዉን፣ እቲ ምንታይ ከተማ ኣስመራ ካብ እትህነጽ 80 ዓመት ገይራ ከም ዘላ ይፍለጥ።

መብዛሕቶም አከለጉዛይ ጽሩይ መንነት ከም ዘይብሎም አብ ጊዜ ቃልሲ እዩ ተረጋግጹ፣ እዚ ማለት ከኣ ንርዱእ ምኽንያት ፀገም ደቂ አከለጉዛይ ናይ መንነት ቅልዉላው ምኻኑ ርዱእ ይመስለኒ፡

"ዝኣኽለንያ ጥሒነንስ በኣለማርያም ይብላ"
ኮነ ኢልካ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንምጥቃዕ መንካዕ ኢልካ ተበጊስካስ፣ ምዃን ምስአበየካ ይቕረታ።
ክክክ

pushkin
Member+
Posts: 9536
Joined: 23 Jul 2015, 06:10

Re: ፈራዕ ፈራዕ መንነት ቅልዉላው አከለጉዛይ ተፈዲሑ። ደቂ አከለጉዛይን ናይ መንነት ቅልዉላውን

Post by pushkin » 24 Jul 2019, 18:06

fana-solo wrote:
24 Jul 2019, 17:59

Post Reply