Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚሊዮናት ዶላር ካብ ባንክ ኤርትራ ክወሃቦ ይጽበ

Post by Awash » 25 Jul 2019, 05:53

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚሊዮናት ዶላር ካብ ባንክ ኤርትራ ክወሃቦ ይጽበ።

Published on Thursday, July 25, 2019 - 13:00
00:0002:43

ኣብ ሞንጎ ባጤራታት ብርን ናቕፋን ዘሎ ናይ ሸርፊ ፍልልይ ሕጋዊ መልክዕ ብዘይምሓዙ ኣብ ክፍሊት ዋጋ ቲኬት ኣየር ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ ኣሎ። ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ናቕፋ ናብ ዶላር ቀይሩ ክህብ ብዘይምኽኣሉ ቀጻልነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዘስግእ ከምዝኾነ ተገሊጹ።
https://www.sbs.com.au/yourlanguage/tig ... uAQUI_AOhQ

Digital Weyane
Member+
Posts: 8624
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚሊዮናት ዶላር ካብ ባንክ ኤርትራ ክወሃቦ ይጽበ

Post by Digital Weyane » 25 Jul 2019, 07:03

We Digital Weyane desperately need the money to help fund our brother Gebrhiwet's mission democratizing both Amara and Eritreans.


Post Reply