Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Mahlana
Member
Posts: 1116
Joined: 25 Jan 2018, 08:33

ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Mahlana » 27 Dec 2019, 13:57

እዚ መልእኽቲ ነቶም ደቓሉን ዓሳኽርን ከይኮነ ነቶም ብስቓይ ህዝቦምን ኩነታት ሃገሮምን ጥልመት ቃልሲ ህዝብን ከብዶም ዝቕረፁ ዘለዉ ሓቃውያን ኤርትራውያን እዩ

ህልው ኩነታት ኤርትራ
=============
አብ ቀረባ መዓልቲ ወደብ ዓሰብ ን ኢትዮጵያ ክፉት ክኽውን ኢዩ ዝብሉ እሙናት ምንጭታት አለው። እዚ ድማ ንዶር አብይ አብዚ ዝመጽእ ምርጫ ንምሕጋዙ ኩይኑ፤ ንመራሕቲ ወያኔ ንምክባብውን ኢዩ፡ ካልእ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ኢምባሴአ ካብ ኤርትራ ክትስሕብ ምኻናውን ይውረ አሎ። ሓቂ እንተኾይኑ ንህግደፍ ከቢድ ምህሰይቲ ኢዩ።፡እዚ ካብ በልና..…ኩነታት ኤርትራ ንግዜኡ ተሸፊኑ ሰላም ይመስል አሎ። እንተኾነ ግን ዝተቀበሩ ግዜ ሓልዮም ክትኮሱ ዝኽእሉ ውሽጣዊ ኩነታት፡ ግዳማዊ ሓይልታትን ግዜ ይጽበዮ ኢዮም ዘለው። አብዚ እዋን አብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት ስለዘለና ክትንፍስ ዝኽእል ሰብ የለን። አብ ውሽጢ ሃገር አንጻር እዚ ስርዓት ምስ ዝትንፍስ ዋግኡ ኪቢድ ኢዩ። ስለ ዝኸነ ንግዜኡ አንጻራዊ ሰላም አሎ። እዚ ስርዓት ግን ዝድገፍ ዘሎ ብግዳማዊ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሙኻኑ ክዝንጋዕ የብሉን። እዚ ሎሚ ጭሩኡ ዶጊሉ ደድሕሪ ኢሳያስ ዝጎይ ዘሎ ዶር አብይ ካብቶም ቀዳሞት ሓደጋ ንኤርትራ ሙኻኑ ብዙሕ ክትንተን ይኽእል ኢዩ። አብይ ዓሰብ ንኤርትራ ይግብአ ብዝብሉ ናይ ኢትዮጵያ ጽንፈኛታት ዝድገፍ መራሒ ኢዩ። ምልካዊ ስርዓት ሞገስን ክብርን ህያብን ጥራሕ ከምዝደሊ ስለዝፈልጥ ንኢሳያስ እናሳሰየ፤ አብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ክኽፍት ላዕልን ታሕትን ይብል አሎ፤ አብዚ ህዋን ፈረንሳ ሓ/ባሕሪ ኢትዮጵያ ትዕልም አላ፤ ካብ ፈረንሳ ናይ 4 ሚልዮን ዶላር ብረት ይሽምት አሎ፡ ንኤርትራ አብ ምድኻም ምስቲ ስርዓት ብሓንሳብ ይሰርሕ አሎ።

ኢሳያስ ልዕሊ ኩሉ አብ ኤርትራ ትካላዊ አሰራርሓ ከም ዘይህሉ ብምግባር፤ ብድሕሪ ኢሳያስ መተካእታ ዘየብሉ ስርዓት ናብ ንሕድ ሕድ ኩናት ንምእታው፡ አብ ኤርትራ ብድሕሪ ኢሳያስ ናይ ስልጣን ሃጋፍ ከይፍጠር መተካእታ ከም ዘይህሉ ምግባር እቲ ቀንዲ ኢሳያስ ድሰርሓሉ ኢዩ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ሕሉፋት ኤርትራውያን አብ ደገ ነቲ ህዝቢ አብ አውራጃን ሃይማኖትን አብ ምምቅቃል ብሰፊሕ ይሰርሑ አለው። እዚ ድማ ድሕሪ ኢሳያስ ዝፍጠር ናይ ምስግጋር ግዜ አብ ፈተና ንኽወድቅ መንገዲ ይጸርጉ አለው። ካብዚኦም አብ ምምቅቃል ህዝቢ ወፍሪ ዝገብሩ መብዛሕቶም ብዙሕ ናይ ፖለቲካ፤ አካድያምያዊ ብቅዓት ዘየብሎም፤ ግን ዘረባታት ዝልቅቡ፤ ምስ ህልው ኩነታት ዘይስጉሙ፤ ገለውን ብግርህና ነቲ ቃልሲ ሓጋዚ ዝመስሎም ዝ ዓሰለዎ ንጽሃትውን ይርከቦም።

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ህግደፍ ዝኽተሎ ፖሊሲታት ቁጠባ ሰፍ ዘይብል ውድቀት አጋጢምዎ፤ ሎሚ ካብ ዝኸነ ግዜ ንላዕሊ እታ ሃገርን ህዝብን አብ ድኹም ባይታ ይርከቡ። እቲ መተካእታ ወለዶ መንእሰይ ሃገር ገዲፉ ካብ ዝግዕዝ፤ ሃገር ዓቅሚ ብዘየብሎም አራጋውያን ጥራሕ ተሪፋ ምህላዋ፤ ንኢሳያስ አብ ስልጣን ንምጽናሕ ሓጋዚ ምኻኑ፤ ነዚ ድማ ኮን ኢሎም ከም ድሰርሕሉ ይፍለጥ።

አብ ኤርትራ ኢሳያስ ስጋብ አብ ስልጣን ዘሎ ዝኸነ ለውጢ ከም ዘይመጽእ ሕቶ ዘየብሉ ጋህዲ ነገር ኢዩ። እቲ ነዚ ምልካዊ ስርዓት ንምውዳቁ ዝግበር ቃልሲ ክምእከልን ክወሃሃድን ይግባእ። ብፍላይ ሶሻል ሜድያ ብክኢላታት ብጉጅለ ምሁራት ክስርሓሉ ይግባእ። ብውልቀ ሰባት ጥራሕ ምስ ዝካየድ ከምቲ ዝደለ አድማዒ ክኽውን አይክእልን ኢዩ። እቶም ዓቅሚ ዘለኩም ሃየ፤ እቲ ግዜ ሕጅ ኢዩ።

Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Follower » 27 Dec 2019, 16:39

Mahlana wrote:
27 Dec 2019, 13:57
እዚ መልእኽቲ ነቶም ደቓሉን ዓሳኽር ወያነን ከይኮነ ነቶም ብስቓይ ህዝቦምን ኩነታት ሃገሮምን ግፍዕታት ወያነ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ከብዶም ዝቕረፁ ዘለዉ ሓቀኛ ኤርትራውያን እዩ
ሽሕ እንተ መሰለ ሕያዋይ ፡ኣይትእምን ትግራዋይ።

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 27 Dec 2019, 17:15

Follower,
This subject is for Real Eritreans, not for deqi komarit followers like you. Fessfass Agame.

Follower wrote:
27 Dec 2019, 16:39
Mahlana wrote:
27 Dec 2019, 13:57
እዚ መልእኽቲ ነቶም ደቓሉን ዓሳኽር ወያነን ከይኮነ ነቶም ብስቓይ ህዝቦምን ኩነታት ሃገሮምን ግፍዕታት ወያነ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ከብዶም ዝቕረፁ ዘለዉ ሓቀኛ ኤርትራውያን እዩ

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20574
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Fed_Up » 27 Dec 2019, 18:20

ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol: :lol: :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::

JudgementDay1234
Member
Posts: 2974
Joined: 10 Mar 2016, 11:47

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by JudgementDay1234 » 27 Dec 2019, 18:26

. It's time to get rid of isias afewerki from tigrai and send him back to temben. We Eritreans are tired of this evil man. Listen to this young brave Eritrean man.

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 27 Dec 2019, 18:48

Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol: :lol: :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

Hawzen
Member+
Posts: 7274
Joined: 07 Jun 2012, 05:03

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Hawzen » 27 Dec 2019, 19:05

Mahlana wrote:
27 Dec 2019, 13:57
እዚ መልእኽቲ ነቶም ደቓሉን ዓሳኽርን ከይኮነ ነቶም ብስቓይ ህዝቦምን ኩነታት ሃገሮምን ጥልመት ቃልሲ ህዝብን ከብዶም ዝቕረፁ ዘለዉ ሓቃውያን ኤርትራውያን እዩ

ህልው ኩነታት ኤርትራ
=============
አብ ቀረባ መዓልቲ ወደብ ዓሰብ ን ኢትዮጵያ ክፉት ክኽውን ኢዩ ዝብሉ እሙናት ምንጭታት አለው። እዚ ድማ ንዶር አብይ አብዚ ዝመጽእ ምርጫ ንምሕጋዙ ኩይኑ፤ ንመራሕቲ ወያኔ ንምክባብውን ኢዩ፡ ካልእ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ኢምባሴአ ካብ ኤርትራ ክትስሕብ ምኻናውን ይውረ አሎ። ሓቂ እንተኾይኑ ንህግደፍ ከቢድ ምህሰይቲ ኢዩ።፡እዚ ካብ በልና..…ኩነታት ኤርትራ ንግዜኡ ተሸፊኑ ሰላም ይመስል አሎ። እንተኾነ ግን ዝተቀበሩ ግዜ ሓልዮም ክትኮሱ ዝኽእሉ ውሽጣዊ ኩነታት፡ ግዳማዊ ሓይልታትን ግዜ ይጽበዮ ኢዮም ዘለው። አብዚ እዋን አብ ትሕቲ ጨካን ምልካዊ ስርዓት ስለዘለና ክትንፍስ ዝኽእል ሰብ የለን። አብ ውሽጢ ሃገር አንጻር እዚ ስርዓት ምስ ዝትንፍስ ዋግኡ ኪቢድ ኢዩ። ስለ ዝኸነ ንግዜኡ አንጻራዊ ሰላም አሎ። እዚ ስርዓት ግን ዝድገፍ ዘሎ ብግዳማዊ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሙኻኑ ክዝንጋዕ የብሉን። እዚ ሎሚ ጭሩኡ ዶጊሉ ደድሕሪ ኢሳያስ ዝጎይ ዘሎ ዶር አብይ ካብቶም ቀዳሞት ሓደጋ ንኤርትራ ሙኻኑ ብዙሕ ክትንተን ይኽእል ኢዩ። አብይ ዓሰብ ንኤርትራ ይግብአ ብዝብሉ ናይ ኢትዮጵያ ጽንፈኛታት ዝድገፍ መራሒ ኢዩ። ምልካዊ ስርዓት ሞገስን ክብርን ህያብን ጥራሕ ከምዝደሊ ስለዝፈልጥ ንኢሳያስ እናሳሰየ፤ አብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሓይሊ ባሕሪ ወተሃደራዊ መዓስከር ክኽፍት ላዕልን ታሕትን ይብል አሎ፤ አብዚ ህዋን ፈረንሳ ሓ/ባሕሪ ኢትዮጵያ ትዕልም አላ፤ ካብ ፈረንሳ ናይ 4 ሚልዮን ዶላር ብረት ይሽምት አሎ፡ ንኤርትራ አብ ምድኻም ምስቲ ስርዓት ብሓንሳብ ይሰርሕ አሎ።

ኢሳያስ ልዕሊ ኩሉ አብ ኤርትራ ትካላዊ አሰራርሓ ከም ዘይህሉ ብምግባር፤ ብድሕሪ ኢሳያስ መተካእታ ዘየብሉ ስርዓት ናብ ንሕድ ሕድ ኩናት ንምእታው፡ አብ ኤርትራ ብድሕሪ ኢሳያስ ናይ ስልጣን ሃጋፍ ከይፍጠር መተካእታ ከም ዘይህሉ ምግባር እቲ ቀንዲ ኢሳያስ ድሰርሓሉ ኢዩ። እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ሕሉፋት ኤርትራውያን አብ ደገ ነቲ ህዝቢ አብ አውራጃን ሃይማኖትን አብ ምምቅቃል ብሰፊሕ ይሰርሑ አለው። እዚ ድማ ድሕሪ ኢሳያስ ዝፍጠር ናይ ምስግጋር ግዜ አብ ፈተና ንኽወድቅ መንገዲ ይጸርጉ አለው። ካብዚኦም አብ ምምቅቃል ህዝቢ ወፍሪ ዝገብሩ መብዛሕቶም ብዙሕ ናይ ፖለቲካ፤ አካድያምያዊ ብቅዓት ዘየብሎም፤ ግን ዘረባታት ዝልቅቡ፤ ምስ ህልው ኩነታት ዘይስጉሙ፤ ገለውን ብግርህና ነቲ ቃልሲ ሓጋዚ ዝመስሎም ዝ ዓሰለዎ ንጽሃትውን ይርከቦም።

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ህግደፍ ዝኽተሎ ፖሊሲታት ቁጠባ ሰፍ ዘይብል ውድቀት አጋጢምዎ፤ ሎሚ ካብ ዝኸነ ግዜ ንላዕሊ እታ ሃገርን ህዝብን አብ ድኹም ባይታ ይርከቡ። እቲ መተካእታ ወለዶ መንእሰይ ሃገር ገዲፉ ካብ ዝግዕዝ፤ ሃገር ዓቅሚ ብዘየብሎም አራጋውያን ጥራሕ ተሪፋ ምህላዋ፤ ንኢሳያስ አብ ስልጣን ንምጽናሕ ሓጋዚ ምኻኑ፤ ነዚ ድማ ኮን ኢሎም ከም ድሰርሕሉ ይፍለጥ።

አብ ኤርትራ ኢሳያስ ስጋብ አብ ስልጣን ዘሎ ዝኸነ ለውጢ ከም ዘይመጽእ ሕቶ ዘየብሉ ጋህዲ ነገር ኢዩ። እቲ ነዚ ምልካዊ ስርዓት ንምውዳቁ ዝግበር ቃልሲ ክምእከልን ክወሃሃድን ይግባእ። ብፍላይ ሶሻል ሜድያ ብክኢላታት ብጉጅለ ምሁራት ክስርሓሉ ይግባእ። ብውልቀ ሰባት ጥራሕ ምስ ዝካየድ ከምቲ ዝደለ አድማዒ ክኽውን አይክእልን ኢዩ። እቶም ዓቅሚ ዘለኩም ሃየ፤ እቲ ግዜ ሕጅ ኢዩ።

Since when do you agames care about Eritrea and the people of Eritrea ????? You agames don't even like the colour of our eyes... :twisted: :mrgreen: :oops:

May God bless PIA aka the Lion of Nakfa!
May God bless the Nobel Prize Winner, Honorable Prime Minister Dr. Abby

Dedebit is always dedeb
R.I.P Abay Tigray and TPLF

Hawzen
Member+
Posts: 7274
Joined: 07 Jun 2012, 05:03

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Hawzen » 27 Dec 2019, 19:09

Mahlana wrote:
27 Dec 2019, 13:57
እዚ መልእኽቲ ነቶም ደቓሉን :mrgreen: :oops: :lol: ዓሳኽርን ከይኮነ ነቶም ብስቓይ ህዝቦምን ኩነታት ሃገሮምን ጥልመት ቃልሲ ህዝብን ከብዶም ዝቕረፁ ዘለዉ ሓቃውያን ኤርትራውያን እዩ
When Agames talk about ደቓሉን, that is really the funniest... :lol: :lol: :lol:

May God bless PIA aka the Lion of Nakfa!
May God bless the Nobel Prize Winner, Honorable Prime Minister Dr. Abby

Since when do you agames care about Eritrea and the people of Eritrea ????? You agames don't even like the colour of our eyes... :twisted: :mrgreen: :oops:

May God bless PIA aka the Lion of Nakfa!
May God bless the Nobel Prize Winner, Honorable Prime Minister Dr. Abby

Dedebit is always dedeb
R.I.P Abay Tigray and TPLF

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 27 Dec 2019, 19:14

Hawzen (no Hawzen in Eritrea)
Your tyrant is cento per cento like your Agame asz. Fessfass wedi komarit.
:lol: :lol: :mrgreen:

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20574
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Fed_Up » 27 Dec 2019, 21:35

ሕርርር ኩምትር ዳኣ በል እንታ ቆዳር አጋሜ ለሓሲ ሞአኮረይ ....

Awash wrote:
27 Dec 2019, 18:48
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol: :lol: :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20574
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Fed_Up » 27 Dec 2019, 21:39

ሕርርር ኩምትር ዳኣ በል እንታ ቆዳር አጋሜ ለሓሲ ሞአኮረይ ....

ኢሳያስ አስመራ አዲስ አበባ ሸናሕ ንክብል ከሎ በኣል ደደቢት ካኣ አብ አልቤርጎ አክሱም ትኣቢጦም ነንሕድሕዶም ክዛበጡ ይውእሉ:: ካብዚ ዝኸፈእ መቅጻእቲ የለን... የታባሽ!!

Game over!!
Awash wrote:
27 Dec 2019, 18:48
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol: :lol: :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 27 Dec 2019, 22:13

ጠባው ሽልሖ: ነገር ዓጋመ
ኣብ መቐለ ዓዱ ዎክ ክገብር ዩ ትምኒቱ። ጸሎት ግበሩሉ
:lol: :lol: :mrgreen:
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 21:39
ሕርርር ኩምትር ዳኣ በል እንታ ቆዳር [deleted] ለሓሲ ሞአኮረይ ....

ኢሳያስ አስመራ አዲስ አበባ ሸናሕ ንክብል ከሎ በኣል ደደቢት ካኣ አብ አልቤርጎ አክሱም ትኣቢጦም ነንሕድሕዶም ክዛበጡ ይውእሉ:: ካብዚ ዝኸፈእ መቅጻእቲ የለን... የታባሽ!!

Game over!!
Awash wrote:
27 Dec 2019, 18:48
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol: :lol: :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

tarik
Senior Member+
Posts: 33231
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by tarik » 27 Dec 2019, 22:34

. weUnlike hawzen mewzen agames, we z pure blood Eritreans r still here don't worry!!! :roll: :idea: :arrow: :| :!:

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20574
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Fed_Up » 27 Dec 2019, 23:06

ለማኒ... ሽልሖ ከልቢ ጡበብ... ቆዳር ኣጋመ :P

Awash wrote:
27 Dec 2019, 22:13
ፌዱ ሽልሖኻ ኣጡበኒ'ባ በጃኻ: ነገር ዓጋመ
ኣብ መቐለ ዓዱ ዎክ ክገብር ዩ ትምኒቱ። ጸሎት ግበሩሉ
:lol: :lol: :mrgreen:
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 21:39
ሕርርር ኩምትር ዳኣ በል እንታ ቆዳር [deleted] ለሓሲ ሞአኮረይ ....

ኢሳያስ አስመራ አዲስ አበባ ሸናሕ ንክብል ከሎ በኣል ደደቢት ካኣ አብ አልቤርጎ አክሱም ትኣቢጦም ነንሕድሕዶም ክዛበጡ ይውእሉ:: ካብዚ ዝኸፈእ መቅጻእቲ የለን... የታባሽ!!

Game over!!
Awash wrote:
27 Dec 2019, 18:48
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol: :lol: :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 28 Dec 2019, 04:17

Fandiya aka Tebaw shilHo aka jella Tebi :lol: :lol: :lol:
Your Agame is gonna make Finifine a tourist hub. So much for poor Asmarina, will continue to rot under deqi komarit.

Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 23:06
ለማኒ... ሽልሖ ከልቢ ጡበብ... ቆዳር ኣጋመ :P

Awash wrote:
27 Dec 2019, 22:13
ጠባው ሽልሖ: ነገር ዓጋመ
ኣብ መቐለ ዓዱ ዎክ ክገብር ዩ ትምኒቱ። ጸሎት ግበሩሉ
:lol: :lol:
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 21:39
ሕርርር ኩምትር ዳኣ በል እንታ ቆዳር [deleted] ለሓሲ ሞአኮረይ ....

ኢሳያስ አስመራ አዲስ አበባ ሸናሕ ንክብል ከሎ በኣል ደደቢት ካኣ አብ አልቤርጎ አክሱም ትኣቢጦም ነንሕድሕዶም ክዛበጡ ይውእሉ:: ካብዚ ዝኸፈእ መቅጻእቲ የለን... የታባሽ!!

Game over!!
Awash wrote:
27 Dec 2019, 18:48
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

Follower
Member
Posts: 2303
Joined: 16 Feb 2013, 01:19

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Follower » 28 Dec 2019, 04:34

Digital Weyane wrote:
27 Dec 2019, 02:34
Dear President Issayas Afewerki,

Nothing make us Weyane more tormented than your visit to Ethiopia, and watching the gullible Amhara and Oromo chanting "Isu! Isu! Isu!" to give you a hero's welcome.

To be honest with you, we Weyane would rather get shot in the head and die than getting humiliated by your frequent visits to the land that has rejected our TPLF leaders.

You are killing us slowly and there is nothing we can do to stop the process. Why don't you use your military to end our miserable existence, once and for all? Why did you choose the slow process that is tormenting our mind and soul, while making us wish that we were all dead to end the torment? Do us a favor and finish us off! No one deserves to die a slow and excruciating death that doesn't involve a military action.

You have forced our Weyane team to become a bunch of coward psychopaths who hide behind Amhara and Eritrean names to hurl insult at Eritreans. We are afraid of you and your 7 million supporters. The more our Weyane team tell your supporters that you are trying to sell Eritrea to Ethiopia, the louder they laugh at us.

Everyday your Eritrean supporters and your Ethiopian admirers are laughing at tarik/judgementday, Mahlana, Present, Awash/QB/c beyond/Justice Seeker/Mesob/, Mahlana, Deqi-Arawit, AbyssiniaLady, revelations, eden/kerenite, Sabur, pastlast, and many other Weyanes. And they're targeting our inferiority complex when they laugh at us. That's like a death sentence for us Weyane.

Can you please stop visiting Ethiopia? We beg you to stop. :cry: :cry: :cry:

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 28 Dec 2019, 13:44

Please wait, video is loading...

Fed_Up
Senior Member+
Posts: 20574
Joined: 15 Apr 2009, 10:50

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Fed_Up » 28 Dec 2019, 17:04

Awash wrote:
28 Dec 2019, 04:17
Fedu shilHo atwubeni aka jella metbat ewedalehu :lol: :lol: :lol:
Your Agame is gonna make Finifine a tourist hub. So much for poor Asmarina, will continue to rot under deqi komarit.

Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 23:06
ለማኒ... ሽልሖ ከልቢ ጡበብ... ቆዳር ኣጋመ :P

Awash wrote:
27 Dec 2019, 22:13
ጠባው ሽልሖ: ነገር ዓጋመ
ኣብ መቐለ ዓዱ ዎክ ክገብር ዩ ትምኒቱ። ጸሎት ግበሩሉ
:lol: :lol:
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 21:39
ሕርርር ኩምትር ዳኣ በል እንታ ቆዳር [deleted] ለሓሲ ሞአኮረይ ....

ኢሳያስ አስመራ አዲስ አበባ ሸናሕ ንክብል ከሎ በኣል ደደቢት ካኣ አብ አልቤርጎ አክሱም ትኣቢጦም ነንሕድሕዶም ክዛበጡ ይውእሉ:: ካብዚ ዝኸፈእ መቅጻእቲ የለን... የታባሽ!!

Game over!!
Awash wrote:
27 Dec 2019, 18:48
Fed_Up wrote:
27 Dec 2019, 18:20
ኣቅሊ ጽበት እንዳ አጋመ :lol:

"ከወደቁ በሆላ መፈራገጥ ለመላላጥ" ... ይብል ብሕላ ጎይቶትኩም::
ፋንድያ፣ ጠባው ሽልሖ :lol: :mrgreen: :lol:

Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

Re: ሓበሬታ ንኤርትራውያን

Post by Awash » 28 Dec 2019, 17:17

Fed_Up wrote:
28 Dec 2019, 17:04
Awash wrote:
28 Dec 2019, 04:17
Fandiya aka Tebaw shilHo aka jella Tebiw  :lol: :lol: :lol:
Your Agame is gonna make Finifine a tourist hub. So much for poor Asmarina, which will continue to rot under deqi komarit.

Post Reply