Page 1 of 1

ናይ "ህወሓት" ሀልፊነት ዝጎደሎ አከባብራ ለካቲት 11

Posted: 18 Feb 2020, 13:25
by EthioRedSea
አብ "ኢትዮጵያ" ዘሎ ፈደራላዊ መንስት ልዕልነት ሀገር አህልፉ አብዝሃበሉ ጊዜ ሕዝብ ንብአል ለካቲት 11 በበወርደኡ ምፅዋእ ምዝንጋእን አንታይ ይብሃል? አብይ አህመድ ንንይ ኢትዮ አብይት ፕሮጀክታት ንምፍራስ ምስ ኤርትራን ግብፅን ኮይኑ ዝትላዐለ ከዳዕ አዩ:: አብዙይ አዋን አዙይ አብ ስልጣን ንዘሎ ፀረ ህገ መንግስታዊ ኃይል ብዘይ ህገ -መንግስታዊ መንገድ አስሪካ ነብ ፍትህ ምቅራብ አዩ::

አብይ አህመድ ክብ ስልጣን ክወርድ አለዎ ;;

ሀወሓት ምስ ካሎት ዴሞክራሳውያን ኮይኑ ንማአእከላይ መንግስትዕ ኢትዮጵያ ንክቆፃፀር ናይ ግድን ይኸውን :;