Page 1 of 1

ወራሪ ስርዓት ሻዕውያ ገብረጻዲቕ ገብረኣነንያ ለጥረየን ክልተ ስርሐት ጣልያን ልኾና ኤነትረ ወሲዱ ጥርሑ ከምለፋነዮ ልድምጺ ወያነ ገሊጹ!!!!

Posted: 18 Feb 2020, 19:30
by pushkin
ወራሪ ስርዓት ሻዕውያ ገብረጻዲቕ ገብረኣነንያ መዝገቦ ልተባህለ ኢትዮጵያዊ ነዋሪነቱ ኣስመራ ጽዒሩ ደኺሙ ለጥረየን ክልተ ስርሐት ጣልያን ልኾና ኤነትረ N3 ምስ ተጎታቲኤን ዘሚቱ ኣብ ጥርሱ ልነበረ ወርቂ ኣውሊቑ ክዳኑ ዘሚቱ ብውስጥ ሱሪ ብቻ ከምለፋነዮ ልድምጺ ወያነ ገሊጹ።