Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3206
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) - “ኣቡነ እንጠንዮስ፣ ካብ ምሩኽ ዝኸፈአ ህይወት’ዮም ዝነብሩ ዘለዉ።” ጸሓፊ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፣ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮውሃንስ

Post by Eripoblikan » 24 Sep 2020, 07:17



ቀሺ ገብረሚካኤል፣ ብዛዕባ ምእሳርን ስደትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኣመልኪቶም ምስ ራድዮ ኤረና ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ፣ መንግስቲ ካብ እዋን ናጽነት ኣትሒዙ፣ ነታ ቤት ክርስትያን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሩ ንምእታው ከምዝሰርሐ ብምዝኽካር፣ ስዒቡ ዝመጸ ማእሰርትን ምግፋዕን’ውን መቐጸልታ ናቱ ምዃኑ ኣረዲኦም።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡
https://erena.org/%E1%8A%A3%E1%89%A1%E1 ... %E1%8B%AD/