Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
lil kogne
Member
Posts: 1084
Joined: 20 Jul 2019, 17:11

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by lil kogne » 25 Sep 2020, 14:47

True story, If any of you grew up in Asmara, እንዳ ምኒችፕዮ shouldn't be abstract word. For anything nicks and scraps eye issues wound dressing , we use to there. The clinic also used to provide the Abasawl , edaga Arbi what have you prostitutes medical care which was almost 100% from Chigray. It was in a summer time where the beles prickly pear season at pick. The Agames sell the beles and at times it is their predominant diet. Beles without plenty fluid and other food has fire consequences which is constipation. So to make the story short, the ብዐል በለስ was severely constipated to the extent he was in paid and unable to walk. Some good semaritan eritreans brought the MF to the clinic. The charge person was so annoyed of taking care of so many constipated persons, he started cusing and calling like , "we're tired of these people, just bring him in" he said. As soon as he stepped in , the guy shoves a hose in his agame [deleted] and a whole beles seeds spewed everywhere. Then the Agame ብዐል በለስ went on to say with the sigh of relief " አሶይ፡ እንዳ እዝግሄር ከይብልዎስ፡እንዳ ምኒችቦ።" then the guy scolded him to get the hell out of there and not to show his stinky a$$ over there ever.

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by justo » 25 Sep 2020, 22:32

Meleket wrote:
25 Sep 2020, 11:05
እስከ ክምስ ክንብል! ነዞም ቃላት መን የተኣታትዎም ብዘየገድስ “ቃላት ትግርኛ” ክትብሎም ከምዘይጸናሕኻ “ካብ መዝገበ ቃላትና ኪድምሰሱ ኣለዎም” ትብል ኣሎኻ ማለት ዲዩ፧ ዓርከይ justo ዛጊት ኣብዙይ መዳይ ተዋዲዱን ተጋዊሑን ዛሎ ኣገላልጻኻ ንቅያ ኢዩ! ቋንቋ ከምቲ ቦተሊካ ሰብ ሰርሖ ዶብ ክህልዎ ይግባእ ዲዩ፧ ሓደ ቋንቋ ምስቲ ካልእ ጎረቤት ቋንቋ ብዝተፈላለዩ ምክኒታት ክጸላሎ ኣይኽእልን ዲዩ፧ ‘ኣሎራ’! በዙይ እንተተሰማሚዕና ንኩሉ ከከምገጹ ከነስተማቕሮ ኣይግበኣናን ዲዩ፧ ምበልናሞ፡ ‘ጠዋሊ’ ኤርትራዉያን ብዛዕባ ቋንቋታትና ዚግደስ ትካል ምሰጣየስና ሽዑዑ ብቲቪኤረ ንዘራረበሉን ንላዘበሉን ቢልና ምግዳፉ መሪጭና።
ሐዉና መለኸት ከምቲ ዝበልክምዎ ቋንቋ ከም ዉሕጅ ዓጋቲ የብሉን
ኣብቲ ቋንቋና ብናይ ፖሎቲካ ዉሳኔ ኣትየን ኮይኮና ኢላ አየ ግን ካብ ብዙሓት ከም ዝተረዳአክዎ ዝነበራን ባዐለን ዝመጻን አየን ትብሉ ኣለኹም ምስክርኩም ተቐአቢለዮ ኣለኹ። ነዘን ቃላት ተዋሒስክምወን ኣለኹም። ዋሕስ ዘድልየን ደኣ ኣይመስላን አየን አምበር

ብዛዐባ ጠዋሊን ኣሎራን ብአአን አይትምጻኣና አዚአን ጽሩያት ቋንቋ ናይ ትግርኛ አየን ኣነ ክዋሓሰን አየ

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by Meleket » 26 Sep 2020, 03:10

Sabur wrote:
25 Sep 2020, 12:05

Meleket:

....

Is " ቕያ " instead of " ቅያ " the right word ?

"ኣቤት ጉያ ንቕያ" instead of "ኣቤት ጉያ ንቅያ"

Meleket wrote:
25 Sep 2020, 11:05
justo wrote:
24 Sep 2020, 16:10
Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

ዛጊት
ቅያ
ተጋዊሑ
ተዋዲዱ
And I am sure there are some more

Suspect EPLF introduced these words into tigrigna to appease the woyane
እስከ ክምስ ክንብል! :mrgreen: ነዞም ቃላት መን የተኣታትዎም ብዘየገድስ “ቃላት ትግርኛ” ክትብሎም ከምዘይጸናሕኻ “ካብ መዝገበ ቃላትና ኪድምሰሱ ኣለዎም” ትብል ኣሎኻ ማለት ዲዩ፧ ዓርከይ justo ዛጊት ኣብዙይ መዳይ ተዋዲዱን ተጋዊሑን ዛሎ ኣገላልጻኻ ንቅያ ኢዩ! ቋንቋ ከምቲ ቦተሊካ ሰብ ሰርሖ ዶብ ክህልዎ ይግባእ ዲዩ፧ ሓደ ቋንቋ ምስቲ ካልእ ጎረቤት ቋንቋ ብዝተፈላለዩ ምክኒታት ክጸላሎ ኣይኽእልን ዲዩ፧ ‘ኣሎራ’! በዙይ እንተተሰማሚዕና ንኩሉ ከከምገጹ ከነስተማቕሮ ኣይግበኣናን ዲዩ፧ ምበልናሞ፡ ‘ጠዋሊ’ ኤርትራዉያን ብዛዕባ ቋንቋታትና ዚግደስ ትካል ምሰጣየስና ሽዑዑ ብቲቪኤረ ንዘራረበሉን ንላዘበሉን ቢልና ምግዳፉ መሪጭና። :mrgreen:

ኣቶ ተኪኤ ተስፋይ ብዓቢኡ ከምኡውን መሲናስ ዚበሃል ሓደ ብቋንቋ ትግርኛ ኣብዙይ ኣብ ዓውዲ ኢንተርኔት ጽቡቕ ዚጽሕፍ ሰብ ርኢና ነቢራና’ሞ፤ ብዛዕባዙይ ናትካ ሓሳብ ናታቶም ርእይቶ እንተንነብብ ክንደይ’ሞ ምተመሃርናሉ ነርና! ኣብዙይ ኢትዮጵያዊ ቅርዓት መረጃ’ዉን Cartman ዚበሃል ምልከት ቋንቋ ትግርኛኡ ብደሃዩ ካብ ማዕዶ ዚልለ ሓዉ ነቢሩዩ። ከም ገለ ገርና ነዙይ ናትካ ሓሳባትን ርእይቶታትን ከምዚርእዮ እንተንገብርኒ፣ ናቱን ዚከምኡን ምሁራዊ ትንታነታት እንተንሰምዕኒ ክንደይ ቁምነገር ምረኸብናሉ ነርና።

ብዛዕባ ፊደላትና ብዝሖምን ዓይነቶምን ግልጋሎቶምዉን እዞም ምሁራትና እንተትምህሩናስ ክንደይ ጽቡቕ ምነበረ! ትግርኛና ምስ ግዕዝና ዛለዎ ርክብዉን እንተተብርሁልና ከመይ ግርም ምነበረ! ከምዙይ መምህራን ሽንግርዋ ብድምጺ ኦፔራ “ሰላም ሰላም ሰላም ጓል ኤርትራ . . . ” እናበሉ ዚደርፉን ዚዝምሩን እንተኾነ ግዳ በቱይ ንኦፔራዊ ድምጺ ዝወዳድስዎን ዘተዓባብይዎን ንያሬዳዊ ዜማ ድማ ናይ ጓኖት ግዲ ቆጺሮሞ ኪዛረቡሉ ሰሚዕናዮም ዛይንፈልጥ ከምኡ ድማ ሓውና ነዞም ቃላት ‘ናይ ጓኖት’ ዚገበርካዮም ትመስል፣ ክንዲዝዀነ ድማ ኣፍ ኣውጺእካ ካብ መዝገበ ቃላትና ንእለዮም ትብል ኣሎኻ። ብካልእ ሸነኽ ክንርእዮ ከሎና ‘ጓኖት’ ኣብ ሃገርና ዚደኾንወን ፋብሪካታትዉን ኣየድልዩናን ትብል ዛሎኻ ትመስል። :mrgreen:

ናብ ኣርእስቲ ጽሑፍካ ምስ እንምለስ፡ ንሎሚ ኣቶ ተኪአ ተስፋይ ካብ ዘዳለውዎ መዝገበቃላት ነተን ዘልዓልካየን ቃላት ከመይ ከምዝተርጎሞም ክንርኢ’ሞ ደቂገርሒ ልባ ኤርትራና ክመሃሩሉ። ኮይስ’ዶ፧ :mrgreen:

ዛጊት ተ.ግ፣ ድሮ፣ ክሳዕ ሕጂ (ብኣወንታዊ እምበር ብኣሉታዊ ኪዝውተር ዘይግባእ) - ካብ ዚኸይድ ሰዓት ኮይኑ፣ ዛጊት እኳ በጺሑ ይኸውን። ገጽ ዛይዘከርኩዎ
ቅያ ስ፣ 1. ፍልይ ዝበለ ዚገርም ነገር ወይ ተግባር። 1. ጅግንነት፡ ኣገራሚ ነገራት ዝመልኦ ያታ ወይ ዛንታ። ቅያ ኣበ’ለ፣ ኣገረመ፣ ሰብ ነቲ ንሱ ዝፈጸሞ ተግባር ከም ቅያ ከም ዚዛረበሉ ገበረ። ብዓል ቅያ፣ ፍልይ ዝበለ ነገራት ዝገበረ ወይ ዚገብር ሰብ፣ መስተንክር ፍጻመ ዝገበረ። ነጋር ቅያ፣ ቀደም እተፈጸመ ቅያ ዝመልኦ ነገራት ዜዘንቱ፣ ቅያ ዝመልኦያታታት ዜዘንቱ። ገጽ 325
ኣጋውሐ ግ፣ [ምግዋሕ፣ የጋውሕ] ኣብርሀ፣ ወልዐ፣ ተኰሰ። ተጋወሐ ፣ ተወልዐ፣ ተተኰሰ፡ በርሀ። ገጽ 574
ኣዋደደ ግ፣ [ምው’ዳድ፣ የዋ’ድድ] 1. ኣሰማምዐ፣ ኣጋጠመ፣ ሓደ ምስቲ ኻልእ ከም ዚገጥም ገበረ፣ ሰርዐ፣ 2. ናውቲ ወይ መሳርያ ኣገጣጢሙ ንስራሕ ቀረበ፣ ከም ዚዳሎ ገበረ፣ ቀረበ። ገጽ 557

ኣቤት ጉያ ንቅያ” ዲዩ ዝበለ ቅያ ኣቦታቱ እናሰምዐ ዝተዀስኮሰ ጅግና ተጋዳላይ ድምጻዊ ወዲ ትኹል!
:mrgreen:
ክቡር Sabur ሓወይ፡ ኣቶ ተኪአ ተስፋይ ኣብ መዝገበ ቃላቶም “ቅያ” ቢሎም ኢዮም ጽሒፎም ትርጉሙ ዝሓበሩና። እንተኾነ ግዳ ከምቲ ዝበልካዮ፡ ኣብ ክንዲ “ኣቤት ጉያ ንቅያ” ምባል “ኣቤት ጉያ ንቕያ” ምባል ተመራጺ ይመስል።

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by Meleket » 26 Sep 2020, 03:31

justo wrote:
25 Sep 2020, 22:32
Meleket wrote:
25 Sep 2020, 11:05
እስከ ክምስ ክንብል! ነዞም ቃላት መን የተኣታትዎም ብዘየገድስ “ቃላት ትግርኛ” ክትብሎም ከምዘይጸናሕኻ “ካብ መዝገበ ቃላትና ኪድምሰሱ ኣለዎም” ትብል ኣሎኻ ማለት ዲዩ፧ ዓርከይ justo ዛጊት ኣብዙይ መዳይ ተዋዲዱን ተጋዊሑን ዛሎ ኣገላልጻኻ ንቅያ ኢዩ! ቋንቋ ከምቲ ቦተሊካ ሰብ ሰርሖ ዶብ ክህልዎ ይግባእ ዲዩ፧ ሓደ ቋንቋ ምስቲ ካልእ ጎረቤት ቋንቋ ብዝተፈላለዩ ምክኒታት ክጸላሎ ኣይኽእልን ዲዩ፧ ‘ኣሎራ’! በዙይ እንተተሰማሚዕና ንኩሉ ከከምገጹ ከነስተማቕሮ ኣይግበኣናን ዲዩ፧ ምበልናሞ፡ ‘ጠዋሊ’ ኤርትራዉያን ብዛዕባ ቋንቋታትና ዚግደስ ትካል ምሰጣየስና ሽዑዑ ብቲቪኤረ ንዘራረበሉን ንላዘበሉን ቢልና ምግዳፉ መሪጭና።
ሐዉና መለኸት ከምቲ ዝበልክምዎ ቋንቋ ከም ዉሕጅ ዓጋቲ የብሉን
ኣብቲ ቋንቋና ብናይ ፖሎቲካ ዉሳኔ ኣትየን ኮይኮና ኢላ አየ ግን ካብ ብዙሓት ከም ዝተረዳአክዎ ዝነበራን ባዐለን ዝመጻን አየን ትብሉ ኣለኹም ምስክርኩም ተቐአቢለዮ ኣለኹ። ነዘን ቃላት ተዋሒስክምወን ኣለኹም። ዋሕስ ዘድልየን ደኣ ኣይመስላን አየን አምበር

ብዛዐባ ጠዋሊን ኣሎራን ብአአን አይትምጻኣና አዚአን ጽሩያት ቋንቋ ናይ ትግርኛ አየን ኣነ ክዋሓሰን አየ
ክቡር justo ሓወይ ዛጊት ኣዋዲድካ ተጋውሖ ዛሎኻ ዋዛ ንቕያ ኢዩ! :mrgreen:

በቱይ(ብሰንኪ) ጨራቒ ባህርያትካ ዋሕስ ንምዃን ኣይትበቕዕን ዚብለካ መን ኢዩ፧
:mrgreen:

Deqi-Arawit
Senior Member
Posts: 13790
Joined: 29 Mar 2009, 11:10
Location: Bujumbura Brundi

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by Deqi-Arawit » 26 Sep 2020, 04:04

The IQ level of wedi medhin berad anuux lickers is deteriorating for Every day which passes.

ፈቲኻ ጸሊእካ ኣነ እየ ኣዴኻ

Some psuedo historians of WMB school of thought teach the new generation of Eritreans without any shame that Eritrean highlanders are different from agame that our forefathers were Beja, while foremothers were locals.
which only means One thing, that when the local forefathers were defeated by the Beja, the foremothers were left to their destiny to be raped and become concubines to the conquerors.🙄 And the product of the rape is the current genetic pool of Eritrean highlanders. 🙄Cigarella aka Eritrawinet used to claim that she hails from Harar. I am sure If the Italians miscalculated 5 or 10 kilometers, she would have been declared as agame by now.

today, Weizero Justina is claiming that certain tigrigna words should be scrapped from our dictionary because it is "mostly" used by agame. 🙄. First of all, when it comes to dialect and certain words, People of Shemejena in akeleguzay and People in adi Begio in Seraye area speaks the same way as their Tigrian neighbours. Now, is Weizero Justina ready to scrapp the citizenship of these People just because they sounds like agame? Likewise, There is a huge chunk of territory which according to the border commision decision is within Eritrea. How does People who lives in this area feels when some WMB supporters are against their language and dialect.

justo
Member
Posts: 3178
Joined: 05 May 2013, 17:54

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by justo » 26 Sep 2020, 06:42

Deqi-Arawit wrote:
26 Sep 2020, 04:04
The IQ level of wedi medhin berad anuux lickers is deteriorating for Every day which passes.

ፈቲኻ ጸሊእካ ኣነ እየ ኣዴኻ

Some psuedo historians of WMB school of thought teach the new generation of Eritreans without any shame that Eritrean highlanders are different from agame that our forefathers were Beja, while foremothers were locals.
which only means One thing, that when the local forefathers were defeated by the Beja, the foremothers were left to their destiny to be raped and become concubines to the conquerors.🙄 And the product of the rape is the current genetic pool of Eritrean highlanders. 🙄Cigarella aka Eritrawinet used to claim that she hails from Harar. I am sure If the Italians miscalculated 5 or 10 kilometers, she would have been declared as agame by now.
ኣግአዚት ሓፍተይ ኣደብ ግበሪ ... አዚ ጥራዝ ነጠቕ ጠባይኪ መትሓዚ ግበርሉ።
ንሕና ንዛረብ ዘለና ብዛዐባ ንብረት አዩ ... ብዛዐባ ዓሌት ኣይኮነን።
ኤርትራ ኤርትራ አያ ... ሓሙሽተ ኪሎመቴር ኣይዉሰኻ ... ሓሙሽተ ኪሎመቴር ኣይጎድላ።
ኣስላማ ክርስትያና ብሓባር ሃገር ትዉንን ... ካብ ትግራይ ዝመጸ ጓና ኣብ ሞንጎና ሞንጎ ኣስላማይናን ክርስትያናን ኣይኣቱን አዩ።
ጎሮባብትና አምበር ኣየሕዋትናን ኢዮም ኢልናኪ ኢና።
ኣሕዋትና ትግሬ ሕዳርብ ኣስላማይ ክርስታናይ አዩ። ሕጂ ጠልቀፍቀፍ ኣይትበሊ።

Meleket
Member
Posts: 3057
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: Tigrigna words that we need to remove from our vocabulary

Post by Meleket » 28 Sep 2020, 09:26

ጨረቕቲ ሃገርና ብዛዕባ ምድምሳስ ቃላት ካብ መዝገበቃላት ውጥንን መደብን ክሕንጽጹ እንከለው፣ “ሰጕም” ዚብል ደርፊ ኤርትራ ዝተረድኦ ኪመስል፡ ኢጦብያዊ መንእሰይ ጠቕላይ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ድማ ካብ ጭርቓን ኣማኢት ኪ.ሜተራት ርሒቑ፡ 100 ሜጋ ዋት ዚፍልፍል ነፋሳዊ ጸዓት ኣብ ውሽጢ 2 ዓመታት ኪሃንጽ ሕርድግ ይብል። “ንዅሉ ተዓዘቦ …” ይብሉ ደቂ ሃገረ ኤርትራ ‘ጻዕዳ’! :mrgreen: ኤርትራ ንስኺ ጥራይ’ዶ ክትምህሪ ክትነብሪ፤ ካብዙይ መንእሰይ ጠቕላይ ዶ/ር፡ ንስኽ’ዉን ብጊደኺ ተመሃሪ! https://www.ethiopianreporter.com/article/19951

Post Reply