Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14412
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ፥ ከም ንሓማሴን ዝጸልእ ሰረወታይ ጀብሃጂ መጠን ብሰላም ኤረ-ኢትዮ መዓንጣይ ሓሪሩ ነገር ከላዕል ደልየ 'ምበር

Post by Abe Abraham » 27 Jun 2023, 15:07



ዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ፥ ከም ንሓማሴን ዝጸልእ ሰረወታይ ጀብሃጂ መጠን ብሰላም ኤረ-ኢትዮ መዓንጣይ ሓሪሩ ነገር ከላዕል ደልየ 'ምበር ሓደ ዕቡድ ተሓቢኡ መንደፈራ ናተይ እዩ ኢሉ እንተ ዝብሉኒ ዋላ ሓንቲ ኣይምበልኩን ። እቲምንታይ ምስ ዝተጸለለ ክጽለል ስለ ዘይደሊ ።


  • መራሕቲ ትግራይ ብጌጋ ቅማረ ሰላም ኤረ-ኢትዮ ንረብሓና ኣይኮነን ካብ ዝብል ሓሳብ ተላዒሎም ብዝኣወጅዎ ዘይፍትሓዊ ኲናት ካብ ደቆም ልዕሊ ሚልዮን ዝኾኑ ከም ዝሃልቁ ክገብሩ እንከለዉ ምሁር ወዲ ኤርትራ ዶክተር ገብረ ገብረ-ማርያም ምስ ብልሑ ብጽልኢ ሓማሴንን ፕረዚደንት ዘሃገረ-ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብራሃም ዘሰሓርቲ ዘሓማሴን ኣንበሳ ናቕፋ ዓዊሩ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ሰላም ተዘሪጉ ንምርኣይ ይምነ ኣሎ።

    ወይ ንደቂ ሰራየ ሓሓርያ ዝጦሸቐት መርፍእ ጀብሃ ትገብር !!! ዘዝረኸብካዮ ከይጠወቕካዮ እቲ ሓቂ ወዲ ኣፈወርቂ ከምቲ ዝድረፎ "ኣድሒንዋ ሃገር ኣብ ሳዋ ዓሊሙ '' እንከሎ ኢሳያስ ኢሳያስ ኢሳያስ ኮረኮን ታህዳይ ሓውኻ ወዲ ኤረ ወዲ ዓዲ ንኣምን መልኣከ ተኽለ ሓማሴናይ ኣቕቲልናዮ ኣቕቲልናዮ ኣሰና ኣሰና ቲቪ ሰራየ ኣላትና ፡ ብዝኣከብናዮ ሰልዲ መዓኮር ወያነ ልሒስና ልሒስና ይብለካ !!!!