Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


Digital Weyane
Member+
Posts: 8549
Joined: 19 Jun 2019, 21:45

Re: ህጹጽ እዋናዊ ሓበሬታ — ⛏️ ድሕሪ ምእላይ ወያነ ፣ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ከምዝኸውን ድሕሪ ቁሩብ አዋርሕ ክውሰን እዩ። ⛏️

Post by Digital Weyane » 11 Apr 2024, 13:54

ዶይ ኾምዚአየ ደልየ፣ ኾምዚአየ
ዶይ ኾምዚአየ ደልየ፣ ኾምዚአየ

አዶ ትግራይ አይትንብዕለየ፣
አሃይ ላልመየ
ብሓሾት ልፀመማ የእዛን ፁቡቕ ዘይና ሰሚዔንየ
አሃይ ላልመየ
እቶም ዝሓረዱኺ ወያነ ጠፊኦምየ
አሃይ ላልመየ
ሰላም ክኾን እዩ ልዘልአለመየ
አሃይ ላልመየ

ዶይ ኾምዚአየ ደልየ፣ ኾምዚአየ
ዶይ ኾምዚአየ ደልየ፣ ኾምዚአየ


Post Reply